ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብድርቂ ንዝተጎድኡ ተማሃሮ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ተዋሂቡ


ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ብሰንኪ ዘጓነፈ ዋሕዲ እቶት ወለዲ ንደቆም ናውቲ ትምህርቲ ንምዕዳግ ዓቕሚ ብምስኣኖም ደቆም ካብ መኣዲ ትምህርቲ ይተርፉ ኣለዉ።

ኣብቲ ወረዳ ቤት ትምህርቲ በዓቲ ዓዀር ዝምህራ መምህርት ንግስቲ ተካ ኣብታ ቤት ትምህርቲ ንምምሃር ካብ ዝተመዝገቡ 680 ተማሃሮ እቶም 400 ጥራይ'ዮም ብእዋኑ ትምህርቲ ጀሚሮም ይብላ።

ሓላፊ ትካል ትምህርታዊ ሓገዝ ንመንእሰያት ኢትዮጵያ(EYES) ኣይተ ብስራት መስፍን ብመሰረት ካብ መንግስቲ ብዝቐረበሎም ጻውዒት መሰረት 100 ሽሕ ቕርሺ ዋጋ ዘውጽኡ ደብተር፣ መጽሓፍትን ካልኦት ናውቲ ትምህርትን ሓገዝ ሂቦም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG