No media source currently available
ኣብዚ ናይ 2024 ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ፡ ሕጹያት ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ኣድመጽቲ ንምስሓብ ይጥቀሙ ኣለዉ፡። ኣብ ፖለቲካዊ ጎስጓስ ንዝበዝሑ ኣድመጽቲ ብዝሓሰረ ወጻኢ ንምብጽሖም ፡ ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ኣብ ፖለቲካ ዝዓበየ ለውጢ ዘምጽአ ኮይኑ`ሎ።