ሕርሻ ክልል ትግራይ ሎሚ ዓመት ዝሓሸ ዝናብን ዘመናዊ ድኹዒን ከምዝረኸበ ተገሊጹ
- ዜና ቪኦኤ
ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፈ ክራማት ዝሓሸ ሽፋን ዝናብ ከምዝተራእየ ሓረስቶት እውን እኹል ዘመናዊ ድኹዒ ከምዝቐረበሎም ካብ ሄክታር ብማእኸላይ 18 ኲንታል ምህርቲ ክርከብ ከምዝኽእል ቢሮ ሕርሻን ሃብቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ገሊፁ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣለምብርሃን ሃሪፈዮ ንፍርያምነት እቲ ክልል ወራር ዕሰለ ኣንበጣን እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብን ስግኣት ከምዝኾንዎ ድማ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ