ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ሕርሻ ክልል ትግራይ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም
ብዂናት ተሃስዩ ዝጸንሐ ሕርሻ ክልል ትግራይ፡ ሕጂ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ዳግም ንምብርባር በበይኑ ስራሓት ይግበር ኣሎ። ሓረስቶት ወረዳ ክልተ-ኣዋላዕሎ እምበኣር ንዝረኸቡዎ መጠናዊ ሓገዝ ከም መበገሲ ገይሮም ዳግም ኣብ ምብርባር ይርከቡ።