ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ስደት ዝፀንሐ ገ/ስላሰ ኣሰፋ ናብ ዓዱ ተመሊሱ ዕውት ሓርስታይ ኮይኑ


መናእሰይ ናብ ወፃኢ ሃገራት ይስደዱ‘ያ ኣለው ዝብል ወረ ሰሚዔ ቤ/ትምህርት ኣቋሪፀ ናብ ስደት ንስዑድ ዓረብ ተሰዲደ ዝብል ናይ ሎሚ ጋሻ መደብ ሕርሻ ኣቶ ገብረ ስላሰ ኣሰፋ ኣብ ሃገሩ ተመሊሱ ይሰርሕ‘ሎ።

ድሕሪ ናይ ሸውዓተ ዓመታት ስደት ካብ ስዑድ ዓረብ ከምዝተመልሰን ኣብ‘ታ ዝተወለደላ ገፀር ኣሕፈሮም ኣብ ሕርሻዊ ንጥፈታት ተዋፊሩ ንርእሱን ንካልኦትን ይዕንግል ከምዘሎ ይጠቅስ።

ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ዝተፈላለየሉ ዘራእቲ፣ኣሕምልቲን ፍረታትን እናፍረየ ናብ ዕዳጋ የቅርብ ከምዘሎን ኣብ ዘተኣማምን ኩነታት መነባብሮ ኣለኹን ይብል ንሱ።ኣብ ናብራ ስደት ንዘሕለፎም ዓመታት‘ውን ከምዘጣዕሶ ገሊፁ።

XS
SM
MD
LG