ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ምሩጽ ዘርኢ ስርናይን ድንሽን ውጽኢታዊ’ዩ” ሓረስቶት ን/ዞባ መንደፈራ


ብሃገራዊ ትካል ምርምር ሕርሻ ሓልሓለ ተዳልዩ ብመንገዲ ኣብነታውያን ሓረስቶት ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ንፈተነ ዝተዘርኡ ስርናይን ድንሽን ውጽኢታውያን ከምዝኾኑ ኣብ ምብዛሕ ምሩጽ ዘርኢ ዝነጥፉ ኣብነታውያን ሓረስቶት ገሊጾም።

እቶም ምሩጻት ኣዝርእቲ ስርናይን ድንሽን ደርቂ:ባልዕን ዋሕዲ ዝናብን ዝጻወሩ ብምኳኖም፥ኣብ ሓደ ሄክታር ልዕሊ 35 ኩንታል ምህርቲ ስርናይ ከምኡ’ውን ካብ ሓደ ኩንታል ዘርኢ ድንሽ ካብ 10 ኩንታል ምህርቲ ክረኽቡ ትጽቢት ከምዝገብሩ ሓቢሮም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG