ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ንዘርኢ ድሉዋት ኣሎና፡ መደባርያ ግን እንድዒ”ሓረስቶት ወረዳ ሕንጣሎ

▶ “ንዘርኢ ድሉዋት ኣሎና፡ መደባርያ ግን እንድዒ”ሓረስቶት ወረዳ ሕንጣሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:56 0:00

▶ “ንዘርኢ ድሉዋት ኣሎና፡ መደባርያ ግን እንድዒ”ሓረስቶት ወረዳ ሕንጣሎ

ሓረስቶት ክልል ትግራይ፡ ንዘርኢ ይቃረቡሉ ኣብ ዘለዉሉ እዋን፡ ኣብ ብዙሕ ወገናት ዘሎ ተዛማዲ ምርግጋእ ዘቕስኖም እኳ እንተ መሰለ፡ በቲ ዝዓነወ ትሕተ-ቅርጺ ግን ዝሓቱዎ ሓገዝን ዝጽበዩን ብዙሕ’ዩ።

ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ከተማ መቐለ ናብ ወረዳ ሕንጣሎ ተጓዒዙ ንገለ ካብቶም ሓረስቶት ድሕሪ ምዝርራብ፡ ተመሊሱ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት እቲ ክልል ኣወሃሂዱ ጸብጻብ ኣዳልዩ'ሎ።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG