ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ ንምሕዳስ ናይ 57 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ተፈሪሙ


ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ
ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ

ቅድሚ 60 ዓመታት ዝተሃነፀን ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ዝተመስረተሉ ህንፃ ኣዳራሽ ኣፍሪቃ ብ57 ሚሊዮን ዶላር ንምሕዳስ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ናይ ኣፍሪቃ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ስምምዕ ተፈሪሙ።

እቲ ምሕዳስ ነቲ ህንፃ ዘመናዊ ካብ ምግባር ዝዘለለ ናይ ቱሪስት መስሕብ ክገብሮ እዩ ተባሂሉ’ሎ።

ነቲ ስምምዕ ዝፈረምኦ ዋና ፀሓፊት ናይ ኣፍሪቃ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ዶ/ር ቪየራ ሶንጉዌይን ኣብ ሚንስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ሚንስተር ደኤታ ወ/ር ሂሩት ዘመነን እየን።

XS
SM
MD
LG