ዋሽንግተን ዲሲ —
ሕብረት ኣውሮፓ ንዝቕጽሉ ሓሙሽተ ዓመታት ደሞዝ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ሶማልያ ንምኽፋል ተሰማሚዑ። ነቲ ስምምዕ ተወከልቲ መንግስቲ ሶማልያ ለገስትን ኣብ ናይሮቢ ተፈራሪሞም።
ሚኒስትር ፋይናንስ ሶማልያ መሓመድ ኣዳን ንቪኦኤ ኣብዝሃብዎ ቃል እዚ ናይ 144 ሚሊዮን ዶላር ሓገዝ ብመሰረት ለገስቲ ኣብ 2013 ዓ.ም.ፈ ዝተሰማምዓሉ ተበግሶ እዩ ኢሎም።