ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣፍሪኮም ንናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ጉጅለ ልዑካን መራኸቢ ብዙሃን ተቀቢሉ፡ ኣዘራሪቡ


ኣፍሪኮም ንናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ጉጅለ ልዑካን መራኸቢ ብዙሃን ተቀቢሉ፡ ኣዘራሪቡ።

ኣብቲ ርክብ ኣል ሸባብ ኣብ ውሽጢ ሶማል ኣብ ዝቕጽላ ኣርባዕተ ዓመታት ክሰዓር’ዩ፡ ካብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ሓይልታት ጸጥታ’ታ ሃገር ካብ ምእታው ድማ ኣይክሓልፍን’ዩ ክብሉ ቀንዲ አዛዚ እዚ ሰራዊት ኣፍሪቃ ኣሜሪካ(ኣፍሪኮም) ጀነራል ቶማሲ ዲ ውልድሃውዘር ገሊጾም።

ጀነራል ቶማስ ዲ ወልድሃውዘርን ነዚ ዝበሉ ኣብ ጀርመን ከተማ ሹቱትስጋት ዝርኸብ መደበር እዚ( ኣፍሪኮም) ኣብ ዝበጽሕሉ ጊዜ ንጉጅለ ጋዜጠኛታት ምብራቅ ኣፍሪቃ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ኽከውን ከሎ ንዝቐረበሎም ሕቶታት’ውን መልሲ ሂቦም ኣዮም።

ጀነራል ውልድሃውዘር እቲ ንሶም ዝመርሕዎ እዚ ኣፍሪቃ ቀንዲ ስርሑ ሃገራት ኣፍሪቃ ነናይ ባዕለን ጸጥታን ደሕንነትን ብገዛእ ርእሰን ንኽፈትሓ ንምኽኣል’ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG