No media source currently available
የመን ዋላ’ኳ ካብ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ብዝተላዕለ ግጭት ኣብ ቀጻሊ ዕግርግርን ኩናትን ትርከብ እንተኾነት ቁጽሪ በብእዋኑ ናብታ ሃገር ዝውሕዙ ስደተኛታት ግን ይውስኽ ምህላው ሰብ ሞያ ጉዳይ ስደተኛታት ይገልጹ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ