ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

25 ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ ህንዲ ወታሃደራዊ ልምምድ የካይዳ


ወታሃደራዊ ሓይሊ ህንዲ - ፋይል
ወታሃደራዊ ሓይሊ ህንዲ - ፋይል

ካብ 25 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተዋጻኡ ወታሃደራት፡ ምስ ሰራዊት ህንዲ ብምልፋን፡ ብረቡዕ ወታሃደራዊ ታዓሊም ኣብ ፑን ህንዲ ምክያዶም ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ወታሃደራዊ ልምምድ ንኪዳን ክልተ ወገናት ዘትርር’ዩ ክብሉ ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝተረኽቡ ወታሃደራውያን መራሕቲ ገሊጾም።

እዚ ልንፍታዊ ወታሃደራዊ ልምምድ ዝካየድ ዘሎ፡ ኣብ መንጎ ኣፍሪቃን ህንዲን ዘሎ ናይ ጸጥታ፡ ምፍሻል ስራሓት ግብረ-ሽበራን ካልእ ንኽልተ ወገናት ዘተኣሳስር ኪዳንን ምዃኑ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ህንዲ ገሊጹ።

XS
SM
MD
LG