ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሽልማት ፅልዋ ፈጠርቲ ኣፍሪቃውያን


ሽልማት ፅልዋ ፈጠርቲ ኣፍሪቃውያን
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:36 0:00

ሽልማት ፅልዋ ፈጠርቲ ኣፍሪቃውያን

ኣብ ስፖርት: ስነጥበብን ስራሕ ምህዞን ተዋፊሮም ንማሕበረሰብ ዘገልገሉ ኣፍሪቃውያን ሽልማት ዝህብ ፈጠርቲ ፅልዋ ኣፍሪቃውያን (AFRICAN IMPACT AWARD) ዝተባህለ ትካል ናይ'ዚ ዓመት ስነ-ስርዓት ሽልማት ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣመሪካ ግዝኣት ሜሪላንድ ተኻይዱ ነይሩ።

ኣብቲ ናይ ሎሚ ዓመት መድረኽ ሽልማት ንህብብቲ ስነ-ጥበባዊት ኣስቴር ኣወቀን ጋዜጠኛ መኣዛ ብሩን ሓዊሱ ንሓሙሽተ ኢትዮጵያውያን ሸሊሙ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG