ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ሓደ ሓዱሽ ሙዝየም እናተሃነፀ ይርከብ።እቲ ቤተ መዘክር ኣብታሪኽን ባህልን ኣፍሪካዊያን ኣሜሪካዊያን ጥራሕ ከተኩር እዩ።እቲ ሙዚየም ቀዋሚ መዘከርታ ንምግባር ንፀለምቲ ኣሜሪካዊያን ዝምልከቱ ኣቑሑት፡ሰነዳትን ካልኦት ሓድግታትን ንምትእኽኻብ ንዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ፅዑቕ ወፍሪ ክካየድ ፀኒሑ’ሎ።ንዝርዝሩ የድምፁ።
ናይ 400 ዓመታት ታሪኽ ኣፍሪካዊያን ኣሜሪካዊን ዝገልፁ ኣቑሑት ክሕዝ እዩ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ
ተወሳኺ
-
01/07/2022
ብሉጽ ተዋሳኢ/ት ንምልላይ ዝተኻየደ ውድድር “መን-ኣውራ” ተዛዚሙ
-
01/07/2022
ግብረ መልሲ ነበርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ዘተ ሰላም