ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣፍሪቃ ኣብ ምርምር ስነ-ከዋኽብቲ ማእከላይ ስፍራ ዝሓዘት‘ያ


EXPLORATION
EXPLORATION
ኣፍሪቃ ከምኣህጉር፣ብምርምር ህዋ ብዙሕ ኣይትፍለጥን።ኣብ‘ቲ ኣብ ስሳታት ዝተራኣየ ጉያ ናብ ህዋ‘ውን ኣይተሳተፈትን።

ኣብ እዋን ፀላም ናብ ሰማያት ኣፍሪቃ ዓንቃዕሪርካ ክተቋምት ከለኻ፣ ዓይንትካ ንሕምብርቲ ገፊሕ ብሩህ ቅናት ከዋኽብቲ (ሚልክዌይ)እዩ ዝምልከት።ሰባት፣ናብ ንርከበሉ ገፊሕ ጋላክሲ ንምቊማት፣ኣፍሪቃ እቲ ማእከላይ ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ ኣለዋ።

ኣብ‘ዚ መዋእል‘ዚ ግና፣ስነ-ከዋኽብትን ምርምር ህዋን፣ካብ ከባቢና ርሒቁ ኣብ ዘሎ ከባቢ እንታይ ይካየድ ከምዘሎ ብቀንዲ ዝምህረና ዕለታዊ ተጓንፎ እናኾነ ይመፅእ‘ሎ።

ናብ ርሑቅ ህዋ ዓንቃዕሪርካ ንምቊማት፣ኣፍሪቃ ማእከላይ ስፍራ ዝሓዘት ኣህጉር ከምዝኾነት‘ውን ሊቃውንቲ ይምስክሩ።
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:16 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG