ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮንፈረንስ ተበግሶ ሚድያ ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ


AFRICA MEDIA
AFRICA MEDIA
ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ተበግሶ ሚድያ ኣፍሪቃ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ።

ኣብ‘ቲ ኣኼባ መደረ ዘስምዑ ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ኢትዮዽያ ዝሓንፀፀቶ ፖሊሲ ቁጠባ ንምትግባር፣ደገፍ ህዝቢ ምርካብ ግድን‘ዩ።ኣብ ምዕዋት‘ዚ ድማ ክፉትን ሓሳባት ዝንሸራሸረሉን ሚድያ ክፍጠር ኣለዎ ኢሎም።

ኣብ ቡሩንዲን ማሊን ንዕድመ ተኣሲሮም ዝነበሩ መሳርሕቶም ንክፍትሑ ከምዝሓገዙ ዝጠቀሱ ባዓል ስልጣን‘ቲ ተበግሶ ብወገኖም፣ኣብ ኢትዮዽያ ዝተኣሰሩ ናይ ሞያ ብፆትቶም ንክፍትሑ ንፍትን ኣለና ኢሎም።
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:27 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG