ኣብ ሞሮኮ ዝተረኽበ አሰር ህይወት ንመሰረት ደቂ ሰባት ዝቅይር'ዩ ተባሂሉ
ኣሰር ህይወት ቅድሚ 66 ሚልዮን ዓመታት ኣብ ኣፍሪቃ ዝነብሩ ዝነበሩ ዳይናሶር ኣብ ሰሜናዊ ሞሮኮ ምርኻቡ ተገሊጹ። ብመሰረት ኣብ ዓጽሚ ኮራርምቲ እቲ ዝተረኽበ አሰር ህይወት ዝተኻየደ መጽናዕቲ ብዩኒቨርሲቲ ባዝ ብሪጣንያ ቅድሚ ምጽናት ዳይናሶርስ ፍሉያት ዓሌት ዳይናሶር ኣብ ኣፍሪቃ ይነብሩ ከምዝነበሩ ተፈሊጡ‘ሎ። ዶ/ር ኒክ ሎንግሪክ መምህር ኣብ ዪኒቨርሲቲቲ ባዝ ብሪጣንያ “ ካብ ብጣዕሚ አገዳሲ ዝኾነ ጊዜ ቅድሚ 66 ክሳብ 67 ሚልዮን ዓመታት እዩ። እዚ ድማ ቅድሚ ምጽናት ዘርኢ ናይናሶራት’ዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝነበሩ ዝነበሩ ዳይናሶራት ጽቡቕ ዝኾነ ምስሊ ኣለና። እንተኾነ ብዛዕባ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ከም ኣፍሪቃ ዝአመሰሉ ካልኦት ክፋላት ዓለም ዝነበሩ ዳይናሶር ግን ኣፍልጦ የብልናን። እዚ ናይ መጀመርያ አሰር ህይወት ዳይናሶር ካብ ኣፍሪቃ’ዩ።”
ኢፒሶዳት
-
ግንቦት 16, 2022
ምርጫ ሶማል፤ ዝስዕብ’ከ?
-
ግንቦት 13, 2022
ስነጥበበኛ ስዒድ ኣንዋር ብቃላት ሓዉን መሳርሕቱን
-
ግንቦት 13, 2022
ነበርቲ ጥንታዊ ታሪኻዊ ቦታ ላሊበላ ካብ በሰላ ዂናት ንምሕዋይ ይቃለሱ
-
ግንቦት 13, 2022
መሪሕነት ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ምቕናዩ ተሓቢሩ
-
ግንቦት 13, 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ደርቂ ወለዲ ትሕቲ ዕድመ ደቆም ከመርዕው ይግደዱ ምህላዎም ተሓቢሩ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ