ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣፍሪካ ኢኮኖሚኣ እናዓበየ’ኻ እንተኾነ ብዙሓት ህዝብታት እታ ኣህጉር ገና ውሕስነት ምግቢ የብሎምን ተባሂሉ


ኣብ መላእ ኣፍሪካ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘደንቕ ዕብየት ኢኮኖሚ እንተ ተራእየ’ዃ ብዙሓት ህዝብታት እታ ኣህጉር ገና ውሕስነት ምግቢ የብሎምን ክብል ሎሚ ኣብ ናይሮቢ ዝወፀ ፈላማይ ፀብፃብ ሰብኣዊ ዕብየት ገሊፁ።

ምግቢ ወላ እንተሃለወ'ውን ሚሊዮናት ሰባት ክዕድጉ ዓቅሚ የብሎምን ክብል'ውን እቲ ፀብፃብ ገሊፁ'ሎ። ልዕሊ ኹሉ ብሳነት ውሕስነት ምግቢ ዝተተንከፈ ትሕቲ ሳሃራ አፍሪቃ'ዩ።

ግጉይ ፖሊስታት፡ፖለቲካዊ ዘይፍቓደኝነትን ድኹም ትካላትን ቀንዲ መበገሲታት ውሕስነት ምግቢ ዘይምህላው እውን ይብል።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

ተዛማዲ

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG