ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ኣብ ውድድራት ብሽክለታ ሩዋንዳ


ኣብዚ ዝዛዘምናዮ ወርሒ ሕዳር ኣብ ሩዋንዳ ክልተ ኣህጉራዊ ውድድራት ብሽክለታ ተኻይዱ ኔሩ። እቲ ሓደ ብደረጃ ኣፍሪቃ ናብ’ቲ ዝቅፅል ኦሎምፒክ ትሓልፍ ንምምራፅ፣ እቲ ኻልእ ድማ ዙር ሩዋንዳ ተባሂሉ ዝተፀወዐ ብዙሓት ተወዳደርቲ ዓለም ዝተሳተፍሉ’ዩ ኔሩ።

ኤርትራ ኣብ ክልቲኡ ውድድራት ቐዳመይቲ ብምኻን ተዓዊታ’ላ።

XS
SM
MD
LG