ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገለ መራሕቲ ኣፍሪቃ `ኣብ መንበሮም ምስ ደየቡ ዝምርዞም ዘሎ ብልሽውና` ክነግሩ ተሓቲቶም


ነቶም ንፉዓት ዝነበሩ መራሕቲ ኸይተረፈ ኣብ ብልሽውና ዘእትዎም ዘሎ ሓይሊ የፍርሕ`ዩ ተባሂሉ

እቲ መድረኽ ብዛዕባ መሪሕነት ኣፍሪቃ ንምዝርራብ`ዩ ተጸዊዑ። ተሳተፍቲ ንኣህጉራዊ ዋዕላ ኤኮኖሚ ኣፍሪቃ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝመጹ`ዮም።

“ኣብ`ታ ስልጣን ምስደየብኩም ገለ ነገር ይትንክፈኩም፡ እታ ኣብ መንበር ዘላ መርዚ እንታይ`ያ?” ንዝብል ሕቶ ዝመለሱ ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ “ መዋገዪ ካርድና ድሩት” ስለዝኾነ`ዩ ኢሎም። “ሓደ ሓደ ግዜ ኸይተኸፈልና`ውን ኢና ነሳልጥ”

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ስምዑ፡

XS
SM
MD
LG