ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዜና ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023


ዜና ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:04 0:00

ጊኒ ቢሳው ካብ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ ወጺኣ። ጋና ምስ ግብጺ ኣብ ዝህልዋ ወሳኒ ግጥም እንተዘይስዒራ ዕድል ጊኒ ቢሳው ክገጥማ’ያ። ሓላዊ ማዕጾ ማንቸስተር ዩናይትድን ካሜሩን ካብ ፍቅሪ ሃገሩ፣ ፍቅሪ ክለቡ በሊጽዎ ግዲ ተባሂሉ ይሕመ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG