ዋንጫ ኣፍሪቃ ኣብ ግጥማት ኣውዲቅካ ምሕላፍ ሰጊሩ'ሎ


ዋንጫ ኣፍሪቃ ኣብ ግጥማት ኣውዲቅካ ምሕላፍ ሰጊሩ'ሎ

No media source currently available

ግጥም ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቀዳም ብዝካየድ ግጥማት ኣንጎላን ናሚብያን ከምኡ'ውን ናይጀርያን ካሜሩንን ጀሚሩ፡ ድሕሪ ሰለስተ መዓልታት ሰሉስ ጋንታታት ማሊን ቡርኪናፋሶን ሞሮኮን ደቡብ ኣፍሪቃን ክዛዘም እዩ። ኣሰልጠንቶም ካብ ዝሰጎጋ ጋንታታት ጋንታ ጋና ንክሪስ ሂፍተን፣ ጋንታ ኣይቮሪኮስት ንያን ሉኢስ ጋሴት፣ ጋንታ ኣልጀርያ ንጀማል ቤልማዲን፣ ከምኡውን ጋንታ ታንዛንያ ንኣደል ኣምሮቺን ሰጕገን።

​
XS
SM
MD
LG