ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ- ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023


ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ- ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:41 0:00

ኣብ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ ኣተኣናጋዲት ሃገር ኮትዲቭዋር ንዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ፣ ናይጀርያ ድማ ንደቡብ ኣፍሪቃ ስዒረን ናብ ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023 በቂዔን። ኣብ ናይ ሎም ዘበን ግጥም ትጽቢት ዝተገብረሎም ውጽኢት ዘየምጽኡ ኣሰልጠንቲ ሸሞንተ ሃገራዊያን ጋንታታት ተባሪሮም። ተሰለፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኮንጎ፣ እዋን ምስማዕ ሃገራዊ መዝሙር ንቃንዛ ህዝቦም ንምቅላሕ ተጠቂሞምሉ ።

XS
SM
MD
LG