ሰሙናዊ ዜና ስፖርት- ጸብጻብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ
24 ሃገራውያን ጋንታታት ሓቚፉ ኣብ ኣይቨሪኮስት ዝቃናዕ ዘሎ ዋንጫ ኣፍሪቃ፡ ቀዳም ኣንጋዲት ሃገር ንጊኒ ቢሳው 2 ብ 0 ብምስዓር ጀሚራ ኣላ። ኣይቨሪኮስት ኣቐዲማ ኣብ 1984 ዘተኣናገደት’ያ። ኣብ እዋኑ ሸሞንት ሃገራውያን ጋንታት: ን15 መዓልታት ተጻዊተን። ሕጂ ግን እቲ ውድድር ን30 መዓልታት ክቕጽል’ዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ