No media source currently available
ኣብ ግጥማት ፍጻመ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023 ክትበጽሕ እያ ተባሂላ ሓያል ግምትን ትጽቢትን ዝተነበረላ ጋንታ ሞሮኮ ብደቡብ ኣፍሪቃ ተሳዒራ፣ ማሊ ድማ ንጎረቤታ ቡርኪናፋሶ 2 ን 1 ኣፋንያታ። ኣብ ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ዝበጽሓ 8 ጋንታታት ካብ ዓርቢ ጀምረን ክገጥማ እየን። ኣንጎላን ናይጀርያን ንፈላማይ ግጥም መደብ ተታሒዙለን ኣሎ።