ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ክልል ዓፋር ዝተመዛበሉ ተወለድቲ ትግራይ ርክብ ክልቲኡ ክልላት ተስፋ ከምዝሃቦም ገሊጾም

ካብ ክልል ዓፋር ዝተመዛበሉ ተወለድቲ ትግራይ ርክብ ክልቲኡ ክልላት ተስፋ ከምዝሃቦም ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:50 0:00

ካብ ክልል ዓፋር ዝተመዛበሉ ተወለድቲ ትግራይ ርክብ ክልቲኡ ክልላት ተስፋ ከምዝሃቦም ገሊጾም

ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ ክልል ዓፋር ድሕሪ ዘካየድዎ ዑደት ካብቲ ክልል ወረዳ ኣብዓላ ዝተመዛበሉ ተወለድቲ ትግራይ ናብ መረበቶም ንክምለሱ ተስፋ ከምዘሕደረሎም ገሊፆም።

ኣብ ፀገም ከምዝርከቡ ዝገለፁ እዞም ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ብዛዕባ ምምላስ እቶም መራሕቲ ዝበፅሕዎ ስምምዕነት ቀልጢፉ ክትግበር ሓቲቶም።

ረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይ ንፈለማ እዋን እዮም ኣብ ክልል ዓፋር በጺሖም።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG