ዓወት ውግእ ዓድዋ -- ተዘኪሩ
መበል 129 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ እግሪ እምባ ሶሎዳ ብሰንበት ተኸቢሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ካብ ክልል ትግራይን ፈደራል መንግስቲ ዝተረኽብሉ ፅንብል፡ እቲ ኣጋጣሚ ንመስሕብ በጻሕቲ ከገልግል ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ፀዊዑ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ኣቦ-መንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ብኣካል ክርከቡ እንከለዉ፡ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ድማ ነቲ ዕለት ዘለዎም ክብሪ ኣብ ማሕበራዊ ገፃት ኣካፊሎም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 10, 2025
መጻኢ ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ንሓያሎ ግንባራት ይዳሎ
-
መጋቢት 10, 2025
ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ንልዝብ ኣብ ጉዳይ ኲናት ሩስያን ዩክሬንን ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሖም
-
መጋቢት 07, 2025
ሰሎሞን ድራር -- 45 ዓመታት ምስ ብርዒን ወረቐትን
-
መጋቢት 07, 2025
ቢሮ እቶት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ 62 ሰባት እገዳ መገሻ ኣንቢሩ
-
መጋቢት 07, 2025
ዝምድና ቻይናን ኣመሪካን ናበይ ገጹ?