ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ጽንብል በዓል መስቀል ኣብ ዓዲግራት
ፈለማ ብለበዳ ኮቪድ-19 ጸኒሑ ድማ ብዂናት ክልል ትግራይ ንሰለስተ ዓመታት በዂሩ ዝጸንሐ ጽንብል በዓል መስቀል ኣብ ዓዲግራት ተኻዪዱ ኣሎ። እዚ ንዳግመ-ሕውየት ማሕበረኮም’ውን ዝዓለመ ጽንብል፡ እንኮላይ ካብ ወጻኢ ሃገር ዝመጽኡ ነጋድያን ኣተኣናጊዱ ኣሎ።
ቅጥዒ