ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
▶ገበናት ክትራን ስርቂን ዓዲግራት ንነበርቲ የሻቕል
ኣብ ከተማ ዓዲግራት ገበናት ስርቂን ማህረምቲን እናተጋደደ ይመጽእ ከም ዘሎ ነበርቲ እቲ ከባቢ መረረታቶም የስምዑ ኣለዉ። እቲ ናይ ክትራን ምዝራፍን ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ብዝተፈጥረ ሃጓፋት መሊሱ ምግዳዱ’ውን እቶም ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ኣካላት ይሕብሩ።