No media source currently available
ኣብ ከተማ ዓዲግራት ገበናት ስርቂን ማህረምቲን እናተጋደደ ይመጽእ ከም ዘሎ ነበርቲ እቲ ከባቢ መረረታቶም የስምዑ ኣለዉ። እቲ ናይ ክትራን ምዝራፍን ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ብዝተፈጥረ ሃጓፋት መሊሱ ምግዳዱ’ውን እቶም ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ኣካላት ይሕብሩ።