ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማሪያም


"ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ክሳብ ዘሎ ነዞም እሱራት ሰበ-ስልጣን ኣይክፈትሖምን ኢዩ" ኣድሓኖም ገብረማሪያም

ብምኽንያት 10 ዓመት ማእሰርቲ ላዕለዎት ሰብ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ-ነበር፡ ኣብ`ቲ እዋን ኣብ ናይጀርያ ኣምባሳደር ኤርትራ ዝነበረ ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ንተወልደ ወልደገብሬኤል ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG