ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንአዲስ አበባን ናይሮቢን ዘራኽብ መንገዲ ፅርግያ ንምስራሕ ስምምዕ ተገይሩ


ንርእሰ ኸተማ ኬንያ ናይሮቢ ምስ ርእሰ ኸተማ ኢትዮጵያ አዲስ አበባ ኸራኽብ ዝኽእል ስራሕ መንገዲ ፅርግያ ክካየድ'ዩ። ካብ ሞምባሳ ክሳብ ናይሮቢ ፣ ካብ ናይሮቢ ክሳብ አዲስ አበባ ኣብ ዘሎ መስመር ንዝካየድ ህንፀት መንገዲ ናይ 743 ሚልዮን ዶላር ልቃሕ ካብ ባንኪ ልምዓት አፍሪቃ ተረኺቡ'ሎ።

ኣብ ኣዲስ አበባ ሸራቶን ሆቴል ሚኒስተራት መጋዓዝያ ኢትዮጵያን ኬንያን ነቲ መንገዲ ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕ ተፈራሪሞም'ለው።

ሙሉእ ትሕዝቶ'ቲ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG