ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓገዝ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንዳግመ-ህንፀት ክልል ትግራይ


 ሓገዝ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንዳግመ-ህንፀት ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:50 0:00

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዳግመ ህንፀት ክልል ትግራይ ዝውዕል ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ብር ብጥረ ገንዘብን ናውትን ሓገዝ ኣበርኪቱ። እዚ ትማሊ ሰንበት 11 ሰነ 2023 ዝተኻየደ ናይ ምርኽኻብ ሓገዝ፡ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ንፕረዚደንት ግዜዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዘረከባሉ እዋን ዝተረኽበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

XS
SM
MD
LG