ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህንፃታት ኣዲስ ኣበባ ንርእደ-መሬት ድሉዋት ዲዮም?


ህንፃታት ኣዲስ ኣበባ ንርእደ-መሬት ድሉዋት ዲዮም?
please wait
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

No media source currently available

0:00 5:46 0:00
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

ህንፃታት ኣዲስ ኣበባ ንርእደ-መሬት ድሉዋት ዲዮም?

ኣብ ቀረባ እዋናት ኣብ በበይኑ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተደጋጋሚ ርእደ-መሬት ይርአ ኣሎ። እዚ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ዘጋጥም ዘሎ ትርእዮታት፡ እንኮላይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ’ውን፡ ብንእሽቶ መጠን ደኣ ይዅን እምበር፡ ብተደጋጋሚ’ውን ተራእዩ ኣለዉ። ነዚ ብዝምልከት ምስ ክኢላታት ስነ-ህንጻ ብምዝታይ፡ እታ ርእሰ-ከተማ ከጋጣም ካብ ዝኽእል ዓቢ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ውሕስቲ እንተዀይና ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG