No media source currently available
ተወላዶ ትግራይ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ “ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ህወሓት ዘሎ ኣፈላላይ ደማዊ ግጭት ከየስዕብ የሻቕለና” ይብሉ። እቲ ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓት እናተጋደደ ይኸይድ ዘሎ ኣፈላላይን ውሽጣዊ ፍሕፍሕን፣ ንህዝቢ ክልል ትግራይ ሰላም ከምዘስኣኖ ተጋሩ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም።