ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኦፐረሽን ባቡር ኣዲሳበባ ደረጃ ብደረጃ ኣብ ኢድ ኢትዮጵያዊያን ክኣቱ'ዩ ኢሎም ዶ/ር ኢንጅነር ጌታቸው በትሩ!


ዶ/ር ኢንጅነር ጌታቸው በትሩ
ዶ/ር ኢንጅነር ጌታቸው በትሩ

ኣብ ኣዲሳበባ ኣገልግሎት ዝህብ ባቡር “ኣዝዩ ዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝፈጠሮ ባቡር’ዩ።ሓደ ሎኮሞቲቭ ባቡር ክሳብ 300 ሰባት ከሳፍር ዓቅሚ ኣለዎ።ክልተ ሎኮሞቶቭ ድማ ክሳብ 600 ሰባት የሳፍራ ማለት’ዩ።ስለዚ ኣብ ኣርባዕቲኡ ኩርናዓት ኣዲሳበባ ንዝኽሰት ሕፅረት መጛዓዝያ እኹል ምልሽ’ዩ ኢልና ኢና ንኣምን።ሓንቲ ባቡር በቢሽዱሽተ ደቃይቕ ተርክበልካ” ኢሎም እቶም ሓላፊ።

ዶ/ር ኢንጂነር ጌታቸው በትሩ ወሲኾም “መንገዲ ባቡር ኣዲሳበባ ንብረት ኣዲሳበባ’ምበር ንብረት ኩባንያ ባቡር ኢትዮጵያ ኣይኮነን።ስለዚ ዋጋ ክፍሊት ዝውስን ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ’ዩ፡ ኢሎም።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:38 0:00

XS
SM
MD
LG