ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነበርቲ ክፍለ ከተማ የካ -- ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ዝውረ ዘሎ ምግዓዝ ስክፍታኦም የስምዑ


ከተማ ኣዲስ ኣበባ
ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ገለ ነበር ክፍለ ከተማ የካ ብምኽንያት እቲ ኣብ ወሰንናስን ሩባ ቀበና ክሳለጥ ዝተሓሰበ ልምዓት፡ ኣብ ዝሓፀረ ጊዜ ካብቲ ቦታ ክትወጹ ኢኹም ከም ዝተባህለ ንድምፂ ኣመሪካ ሓቢሮም፡፡ እቲ ክፍለ ከተማ ብወገኑ፡ ነቲ ዝናፈስ ዘሎ ወረ ብምንፃግ፡ ብዛዕባ’ቲ መደብ ዛጊት ዝተነፀረ መዓልቲ የሎን ኢሉ። ስክፍታት ነበርቲ ዝለዓል ዘሎ ኣቐዲሙ ኣብታ ከተማ ዝተወስደ ስጕምታት ኣብ ግምት ብምእታው’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG