ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ አዳማ ብሰንኪ ምፍራስ አባይቲ ዝተላዕለ ጎንጺ ህይወት ሰብ ምጥፍኡ ተሓቢሩ


ከተማ አዳማ
ከተማ አዳማ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ከተማ አዳማ ምስ ምፍራስ አባይቲ ብዝተሓሓዝ ትማሊ ዝተላዕለ ጎንጺ ህይወት ሰብ ምጥፍኡ ነበርቲ ገሊጾም።

ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ እውን ጎንጺ ከምዝነበረ ነበርቲ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም መንግስቲ 'ውን በቲ ጎንጺ ህይወት ሰብ ምጥፍኡ ሓቢሩ'ሎ።


ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ሴቻ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ሎሚ ኣብ መንጎ መንእሰያት ጎንጺ ምልዓሉ ሓደ ነባሪ ሓቢሩ።

ምስዚ ብዝተሓሓዝ ኣገልግሎት ቴሌፎንን ኢንተርነትን ምሉእ ብምሉእ ምቁራጹ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG