ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ስነ-ጥበባዊያን ኣብራሃ ታደሰን ተስፋዓለም ገ/ስላሴን (3ይ ክፋል)


Ethiopia - Eritrea
Ethiopia - Eritrea

ግጥምታት ኣብራሃ ታደሰን ተስፋዓለም ገ/ስላሴን ሎሚ'ውን ኣካል ዕላልና ኮይኖም ኣለው። ክልቲኦም ኪነ ጥበባዊያን 'ሓደ ሰብ ዝተዋጸአሉ ገጣሚ ዝኾነሉ ሚስጢር ንክነግሩና ሓቲትናዮም ንጹር መልሲ ክህቡ ኣይካኣሉን። ግን ሓቢሩካ ዝዓቢን ካብ ማሕበረ-ሰብ ዝውረስን ዝንጸባረቕን ኮይኑ ከምዝረኸብዎ' ይዛረቡ።

ግጥምታት ዋጅራት'ውን በዲሁና ኣሎ ንምፍትሑ። ሳላ ኣብራሃ ግና ኣይተጸገምናን። ሳልሳይ ክፋል መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ቀሪቡ'ሎ። ተኸታተሉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:57 0:00

XS
SM
MD
LG