ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ክንዲ ምስሐይ” -- ሓገዝ ንተፀበይቲ ረዲኤት


“ክንዲ ምስሐይ” -- ሓገዝ ንተፀበይቲ ረዲኤት
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:14 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ በበይኑ ወረዳታት ኣጋጢሙ ዘሎ ጥሜት፡ ድሮ ህይወት ልዕሊ 220 ሰባት ምውሳዱ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣመልኪቱ ኣሎ። ወረዳ ኣበርግለ-ጭላ ድማ ካብተን ቀንዲ ዝተሃስያ ወረዳታት’ያ። ሰለስተ ግዱሳት መንእሰያት bናይ ባዕሎም ተበግሶ ንጽጉማት ኣብ ምሕጋዝ ይርከቡ። ንተበግስኦምን ዝዓመምዎ ስራሕን ብዝምልከት ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG