ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቪኦኤ ምስ ኣቤል ጉዕሽን መለስ ንጉሰን (2ይ ክፋል)


አቤልን መለስን
አቤልን መለስን

'ኣብ ምዝማን ግጥምታት ሰናይ ዝባሃሉ ተግባራት ይቀላቐሉ ከምዘለው' ክልቲኦም ኣጋይሽና ይጠቕሱ።

እንተኾነ 'ያታዊ' ትሕዝቶ ዘለዎ ባህሊን ልምድን ኣብ ትግራይን ኤርትራን ንሙሉእ ናህሪን ዕብየትን ግጥሚ ከይደረቶ ኣይተረፈን ይብሉ ኣቤልን መለስን።

ካብኡ ዝሰገረ 'ኣብ ኣመራርጻ መድረኽ ገለ ክስተኻኸሉ ዝግባኦም ኣሰራርሓታት ክህልው ከምዝኽእሉ' ገጣሚን ጋዜጠናን ኣቤል ጉዕሽ ይገልጽ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:32 0:00

XS
SM
MD
LG