ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንገጠምቲ ኣቤል ጉዕሽን መለስ ንጉሰን ዘተኣናገደ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ


አቤልን መለስን
አቤልን መለስን

‘ግጥሚ ካብ ተፈጥሮን ብትምህርቲን ዝቕሰም ከምዝኾነ’ ይኣምኑ ክልተ ስነ-ጥበባዊያን ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ። ኣቤል ጉዕሽን መለስ ንጉሰን።

መለስ ክዛረብ ከሎ ‘ብመንጽር ግጥሚ፣ ወለድና ኣብ ዓበይቲን ወሰንቲን ዛዕባታት ህይወት ካብ’ቲ ተማሂረን ፈሊጠን ዝብል ናይና ወለዶ ዝበለጸን ዝገርሙን ኣተሓሳስባታት’ ነይሩዎምን ኣለዎምን’ ይብል።

ኣቤል ብወገኑ ‘ናይ ተፈጥሮ ዕድሎት፣ ናይ ተፈጥሮ ህያብ፣ ግጥሚ ክስራሕ ከሎ ንኩነታትን ክስተታትን እናሓሰብካ ምግጣም ግድን’ዩ፣ ስለዚ ውህላል ስሚዒታት’ዩ’ ኢለ’የ ዝኣምን በለ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:33 0:00

XS
SM
MD
LG