ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትካል ኣበበ ጎበና ንልዕሊ ሓደ ምእቲ ሽሕ ህፃንት ከምዘሰልጠነ ፈሊፁ


ናይ ኣበበች ጎበና ማሕበር ልምዓት ምሕብሓብ ህፃናት ኣብቶም ዝሓለፉ 41 ዓመታት ንልዕሊ 100,000 ህፃናት ስልጠና ምሃቡ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ማእኸል ስልጠና ካብ መንጎ ዝወሰዱ እቶም 65 ምእታዊ ስራሕ ምሓዞምን 15 ምእታዊ ድማ ናይ ባዕሎም ስራሕ ፈጢሮም ይንቀሳቐሱ ከምዘለውን ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ኣቶ ይትባረክ ተካልኝ ገሊፆም።

ብኻሊእ ወገን ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዩናይትድስቴትስ ጊታ ፓሲ ንስድራ ኣበበች ጎበና ብምብፃሕ ኣፀናኒዐን።

XS
SM
MD
LG