ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣበባ ሃይለን ርሻን ገብረን (Abeba and Rishan) ብዛዕባ ስነ-ጥበብ የውግዓ


ርሻን፡ ደርፍታታ ዝሓዘ DVD ዘርጊሓ`ላ፡ ኣበባ ድማ ካብ ደርፍታታ ዝተዋጸአ ብመሳርሒ ሙዚቃ ጥራሕ ኣወሃሂዳ ትዝርግሕ ኣላ

ክሊቲአን ሙዚቃ ዘዕበየናን ኣብ ደምና ዝተወሃሃደን ስለዝኾነ፡ ክንገድፎ ኣይንኽእልን ኢና፡ ንሱ`ውን ኣይገድፈናን`ዩ ይብላ።

ፖሊቲካዊ ጸገም ኢትዮጵያን ኤርትራን ግዚኡ ሓሊዩ ዝፍታሕ ስለዝኾነ፡ ወላ`ኳ ኣብ ሓቢርካ ምስራሕ ገለ ጽልዋታቱ ዘይተርፍ እንተኾነ፡ ሙዚቃ ግን ዓለማዊ`ዩ፡ እናሰማዕናዮን እናስተማቐርናዮን ድማ ክንቅጽል ኢና ይብላ ኣበባን ርሻንን።

ክልቲአን ኣርቲስታት ዝገበርኦ ዕላል ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG