ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንህወሓት ዝመርሑ ሎሚ ተመሪፆም


ABAY-WELDU
ABAY-WELDU
ማእከላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፣ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ኣካይዱ፣ኣቦ-መንበርን ምክትልን መሪፁ።

እቲ ማእከላይ ኮሚቴ ኣብ ኣርባዕተ ኣጀንዳታት ተዘራሪቡን ገምጊሙን‘ሎ።

ኣብ መወዳእታ፣ንኣቶ መለስ ዜናዊ ዝትክኡ፣ኣቦመንበር ህወሓት ኣቶ ኣባይ ወልዱ፣ምክትሎም ድማ ዶ/ር ደብረፅየን ገረሚካኤል ንክኾኑ ተመሪፆም።
XS
SM
MD
LG