ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣፈጉባኤ ኣባዱላ ካብ ስልጣን ዝወረዱ መግለጺ ኩራ ክገብርዎ ስለዝመረጹ'ዩ' ይብል ተንታኒ ፖለቲካዊ ሳይንስ


abadula gemeda
abadula gemeda

ኣፈጉባኤ ፓርላማ ኢትዮጵያ ኣባዱላ ገመዳ ዝሓለፈ ቅነ ብፈቃዶም ካብ ሓላፍነቶም ከምዝወርዱን ጠንቂ መውረዲኦም ካልእ ጊዜ ክገልጾ’የ ከምዝበሉን ዝዝከር’ዩ።

እቶም ሎሚ’ውን ካብ ስልጣኖም ብወግዒ ዘይወረዱ ኣፈጉባኤ ፓርላማ ‘ገዛኢ ፓርቲ ኢህወዴግ ወይ ፓርላማ ኢትዮጵያ ንሕቶኦም ተቐቢልዎ እንተኾይኑ፣ ስለምንታይ ነቲ መግለጺ ኣቀዲሞም ከምዝሃቡ፣ መግለጺኦም ኣብ ፌደራላዊ ሚድያታት ዘይኮነስ ኣብ ሚድያ ኔትዎርክ ክልል ኦሮምያ ስለምንታይ ብኦርምኛ ከምዝሃቡ’ ኣይነጸሩን።

‘ህዝቢ ኦሮሞ ኣብ ወጻኢን ኣብ ውሽጢን ተወዲቡ’ዩ’ ኢሎም ኣለው ይብል ኣቶ መሓሪ ዮሃንስ።

ተንታኒ ፖለቲካ ኣቶ መሓሪ ዮሃንስ ‘መግለጺ ኣባዱላ ገመዳ፣ ኩራኦም ዝገለጽሉ’ዩ። ድልየቶም ሕቶታት ኦህዴውን ህዝቢ ኦሮሞን ኣብ ፌደራላዊ ስርዓት ዝያዳ ንምርግጋጽ’ምበር፣ ንፈደራላዊ ስርዓት ንምፍራስ’ዩ ኢለ ኣይኣምንን’ ይብል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:21 0:00

XS
SM
MD
LG