ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

‘ዝደረቐ ኣተሓሳስባ’ምበር ዝደርቕ ከባቢ የለን’ ይብል ኣባ ሓዊ


ኣቶ ገ/ሚካኤል ግደይ (ኣባ ሓዊ)
ኣቶ ገ/ሚካኤል ግደይ (ኣባ ሓዊ)

‘ኣብ ምጅማር ቴስዓታት ህዝቢ ኣብራሃ ወ ኣጽባሃ ካብ ከባቢኡ ግዒዙ ኣብ ካልእ ይስፈር’ ዝተባሃለሉ ‘ኣራዊት ዱር ተመሊሶም፣ ተፍጥሮ ሓውዩ’ ኣሎ ይብል ኣቶ ገ/ሚካኤል ግደይ (ኣባ ሓዊ)።

‘ቅድሚ ዕቀባ ማይን ሓመድን ምትእትታው ብፍግረ መርየት ይጥቃዕ ዝነበረ ከባቲታት ሎሚ ፍረታት ዝርከበሉ ኮይኑ ኣሎ' በለ።

‘ቅድሚ 7 ዓመታት ካብ ከባቢ ኣብራሃ ወ ኣጽባሃ ዝወጹ ሰባት ሎሚ ስእሊ እቲ ከባቢ ብመስኮት ቴለቭዥን ክሪኡ ከለው ክኣምኑ ኣይካኣሉን፣ እንተኾነ ከባቢና ሓውዩ፣ ደረቕ ኣተሓሳስባ’ምበር ደረቕ ከባቢ የለን ዝብል መልእኽቲ ዘሕለፈ’ዩ፣ ዋላ’ውን ከቢድ ዋጋ እንተኽፈለና’ ይብል ንቪኦኤ ኣብ ዝሃቦ ቃለ ምልልስ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:52 0:00

XS
SM
MD
LG