ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ንፕሮግራም ቋንቋ ትግርኛ ምቁራፁ ሰብ-ሞያ ቋንቋ ይቃወሙ
ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ነቲ ንዝሓለፉ 30 ዓመታት ክህቦ ዝፀነሐ ፕሮግራም ቋንቋ ትግርኛ ምቁራፁ ግቡእ ኣይኮነን ክብሉ ሰብ-ሞያ ቋንቋን ስነፅሑፍን ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተቓዊሞም፡፡ ቶም ሰብ-ሞያ ንድምፂ ኣመሪካ ኣብዝሃቡዎ ርእይቶ ናይቲ ዩኒቨርሲቲ ውሳነ ነቲ ኣብ ባህሊ፣ ቋንቋን ስነ-ቃልን ህዝቢ ክልል ትግራይ ዝግበር ምርምር ከምዝሃስዮ ገሊፆም፡፡ እቲ ዩኒቨርሲቲ ብወገኑ ንፕሮግራም ቋንቋ ትግርኛ ከቋርፆ ዝወሰነ ንዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ተማሃሮ ስለዘይነበሩዎ እዩ ይብል፡፡
ኢፒሶዳት
-
መስከረም 24, 2024
መደረ ፕረ.ባይደን ንዋዕላ ሕቡራት ሃገራት
-
መስከረም 24, 2024
እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ዘካየደቶ ደብዳብ ኣስታት 600 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ
-
መስከረም 23, 2024
ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኩነታት ጸጥታ ክልል ኣምሓራ ንሰብኣዊ ስርሓት ኣጸጋሚ ከምዝገበሮ ገሊጹ
-
መስከረም 23, 2024
መዓልቲ ዓለምለኸ ሰላም ኣብ ከተማ መቐለ ተዘኪሩ ውዒሉ
-
መስከረም 23, 2024
ኣስመራ - ፈላማይ ሓባራዊ ኣይሮቢክስ ተኻይዱ