ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነታጕ: ኣብ ሓንቲ ስድራ ከተማ ዓዲ ግራት ዝሓደጐ በሰላ

  • ግርማይ ገብሩ

ወ/ሮ መብራት ምስ ደቀን

ወይዘሮ መብራት ፅጋብ ክልተ ብሰንኪ ነታጕ ዘይርእዩ፣ዘይሰምዑን ዘይዛረቡን ቆልዑ ሒዘን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ይነብራ ኣለዋ።

ብርሃነ ገብረህይወት ስርዓት ደርግ ቀቢሩዎ ዝኸደ ነታጕ ኣብ ኤርትራ ከተማ መንደፈራ ብምፍንጃሩ ምስ ወላዲኡ ኣካሎም ጐዲሉ።

ኣውገስቲኖ ገብረህይወት ድማ ኣብ ትግራይ ብ1989 ዓ.ም ብሰንኪ ሕማም አዒንቱን አእዛኑን ስኢኑ ኣንደበቱ እውን ልክዕ ከም ዓብዪ ሓዉ ዕፁው እዩ።

ወላዲኦም ኣብ ጐደናታት ከተማ ዓዲ ግራት ይልምኑ፤ ወላዲቶም ወይዘሮ መብራት መጢቐን ዒባ ጠፍጢፈን ደቀይ ዘዕብይ ዝነበርኩ ሎሚ ብሰንኪ ሕማም ሽኰር ዓዲ ውዒል ኰይነ ይብላ።

ስድራ እንዳ ኣቶ ገብረህይወት ኣብ ዓዲ ግራት ኣብ ቅድስቲ ሉችያ ንፅጉማት ኣብ ዝተዳለወ መፅለሊ ይነብሩ ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG