መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ድሕሪ ኣብታ ሃገር ዝተፈጥረ ውጥረት ዝተኣስሩ ሰበ-ስልጣን ክፍትሑ ዋዕላ መራሕቲ በይነ-መንግስታዊ ውድብ ኢጋድ ጸዊዑ።
መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ፡ መራሕቲ ደቡብ ሱዳን ነቲ ውጥረት ንምህዳእ ልዝብ ክጅምሩ ጸዊዖም ኣለዉ። ውድብ ኢጋድ ነዚ ጻውዒት ዘቕርቡ ዘለዉ፡ ኣብ ደቡብ ሱዳን ሰፊኑ ዘሎ ወጥሪ ናብ ካልእ ኲናት ከይመርሕ ኣብ ዘጥንቀቕሉ ዘሎ እዋን'ዩ። ኣብዚ ጉዳይ ንርእይቶ መምህር ዩኒቨርስቲ ካብ ጁባ'ውን ኣካቲትና ኣሎና። ንምክትታሉ መላግቦ ሰዓቡ።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available
ቅጥዒ